
እንታይ ረብሓትረከብ፡
THE ADVANTAGES-
ገንዘብካን ግዜኻን ትቑጥብ
ናትካ ውዕላት ብምውዻር ሓድሽ ዝሓሸ፣ ዝበለጸ፣ዝሓሰረ ዘለዎ ካብ ኩሉ ድማ ገንዘብ ትቑጥበሉ ዋጋ ዘይኽፈሎ ዕድላት ንህበካ።
-
ኩሉ ውዕላት ኣብ ሓደ ኣፕሊከሽን፡
ኩሉ ዘለካ ዲጂታል ፋይል ናይ ኦፊስ ኣብ ሓደ ብምጥማር ነጻን ዝበለጸን ረብሓን ገንዘብን ትረኽበሉ መንገዲ።
-
ውዕላትካ ውሑሳት እዮም፡
ኩሎም ውዕላትካን ዳታታትክን ሕልዋትን ውሕሳትን እዮም (SSL certificate) ።
-
ውልቃዊ ምምኽኻር፡ እዚ ብምግባርካ ተረባሒ ናይ ምኽርን ምስ ዲጂታል ግጥም 24/7 ትረክብ።
በዚ ኣፕሊከሽን ዝዓበየ ረብሓ ንዓኽን ንዓለምን ክህሉ እዩ። ኩሉ ግዜ ብድጅታል ኣቢሉ ኣየናይ ትቅበል ኣየናይ ትነጽግ ኣማኻሪ ክህልወካ እዩ።
-
ምርካብ ምስክር ወረቐት ካብ ትካል DEFINO Financial Standardization
ጉሉጽነት ብዘለዎ ኣጠቓቕማ ካብ ትካል DIN ሓብሬታ ብዛዕባ ንዓኻ ክጠቕሙኻን ከርቡሑኻን ዝኽእሉ ንዋሕዚ ክትረክብ ትኽእል።
-
ጉድአት ኣብ ዝበጽሓካ ግዜኸ፧
ጉድኣት ኣብ ዝበጽሓካ ግዜ ጥርዓንካ ምስ እተመልክት ብዝቐልጠፈን ዝበለጻን ኣገልግሎት ክንህበካ ድልዋት እና።
Put an end to annoying consultants, dusty folders and boring checks – and save time and money starting today with the MV24® application!
ጀምር ሕጂሕቶታት ይህልዉኻዶ ይኾኑ፧
ማዕረ ክንደይ ኢኻ MV24® ትጥቀም፧ትረኽቦምን ምኽርን ኣገልግሎትን ገንዘብ የኽፍሉኻዶ ይኾኑ፧
ካብ MV24® ብእትረኽቦም ምኽርን ኣገልግሎት ትኽፍሎ ዋ ሓንቲ ሳንቲም የሎን።ንሕና ነጻን ጸግዒ ዘይንሕዝን ናይ መድሕን ትካል ንረኽቦ ኣትዊ ደማ በቲ ንሕና ምስተን ዘለዋ ዓበቲ ናይ መድሕን ትካላት ንዕኤን ስራሕ ብምፍጣር ብእህቦ ኣግልግሎት ኢና ኣታዊና ንረክብ ዝለዚ ኢና ነጻ ኣግልግሎት ንህብ።
ው ዕል ኣብ መንጎ ልቓሓ ዝ ህባ ትካላት እንታይ ማለት እዩ፧
በቲ ጠለብካ መስረት ውዕል ድለላ ምሳኻ ከድሊ እዩ።እዚ ድማ ክልተ ነገር የጠቓልል።ውዕልን ሙሉእ ውክልና ስልጣን።
- ውዕል ድለላ ንምግዛእን ንምሻጥን፡እዚ ማለት ሕጋዊ ርክብ ኣብ መንጎኻ፣ኣብ ምንጎናን ደላላይ ናትካን ምለት እዩ።
- ሙሉእ ውክልና ስልጣን፡እዚ ንዓና ከምደለልቲ ነቲ ናትካ ምድሕን ትካል ኩሉ ሓበሬታ ብዛዕባኻ ክ ወሃበናሞ ንሕና ድማ ብምልክዕ ዲጂታል ኣቢልና ናብ MV24 ኣፕሊክሽን ነእትዎ።ኣብዚ ንዓኻ ብዘርብሕ መንገዲ ኢና።ከም ደለልቲ ምትዕርራይ ዘድልዮ እናየዕረና ከወጽእ ዝግብኦ እናውጻእና ክቋረጽ ዝግበኦ እናአቋረጽና ኣብ ክንዳኻ ኮይና ክንሰርሕ ኢና።እዚ ድማ ምሳኻ ብምልዛብ ኢና ንገብሮ።ኩሉ ምስተን ናይ ምድሕን ትካላት ትግብሮ ርክብ ቅዳሕ ክትልእኸልና ይግባእ።እቲ ሙሉእ ውክልና ስልጣን ከም ሳልሳይ ኣካል ኣብ ዝኾነ ዝግበር ውዕላት ብዛዕባኻ ከወክለና ይኽእል እዩ።ከምኡውን ኩሉ ሕጋዊ ውዕላት ኣብ ክንዳኻ ኾይንና ክንስርሕ ከኽእለና እዩ።
ኣገዳሲ፡ ኣብ ውዕል ድለላ ዝኾነ ንገብሮ ንዘይ ናትካ ፍቓድን ኣፍልጦን ንሳልሳይ ኣክል ኣይንህብን ኢና።እዚ ድማ ብድጂታል ፌርማ ናትካ ይፍጸም።
ፌርማኻ ኣብ ድስፕለይ ናይ ኤለትሮኒክስ ይቅመጥ።እቲ ውዕል ንዘይተወሰነ ግዜ ዝኸይድ ኮይኑ ከተቋርጾ እንተደሊኻ ኣብዝኾነ ግዜ ምኽንያት ከይሃብካ ከተቋርጾ ትኽእል
ብኸመይ መንገዲ ክትውስን ትኽእል እዚ መድሕን ትካል ንዓኻ ብቑዕን ብሉጽን ድዩ፧
ሓንሳብ ኣብ MV24® ምስ ኣቶኻ ነቲ ናትካ ውዕል ጀርመን insitute for Financial Standarztion (DEFINO) ብዝፈቕዶን ብዝእዝዞን መሰረት ንሓቅነትን ብግሉጽነትን ንትንትኖን ምስቶም ካላኦት ውዕላት ነነጻጽሮ።ንዓኻውን ከተነጻጽር ዕድል ንህበካሞ ናይ በሓቂ ንዓኻ ዝኸውን ናይ መድሕን ካምፓኒ ረኺብካዶ፧እቲ ፍርዲ ንዓኻ ንገድፎ።
MV24® ውሑስ ድዩ፧ የተኣማምን ድዩ፧
እቲ ናትካ ዳታ ብመንገዲ enncryption ብተወሳኺ ብ SSL-Certificate of couurceይኽዘን ።ርክባትና ምሳኻ ድማ ብመንገዲ MV24® APPብተወሳኺ ድማ encryptedን ብኣሃዛዊ ርፌማ ይዅን እዚ ደማ ግዜኻን ወረቐትካን ይቑጥብ።ናኣፍልጦኻ ድማ እቲ ናትካ ዳታ __ጀርመን ዳታ ይኽዘን።ሓለዋ ኽኣ ይግበረሉ።
መንዩ ብድሕ MV24® ኣፕሊከሽን ዘሎ፧
ብድሕሪ ምፍራምካ MV24ብጾት ንዘሎካ ሕቶታት ክምልሱን ኣገልግሎት ክህቡን ብመሰረት ኣብቲ ኣፕሊከሸን ዘሎ ብተክኒካዊ ኣዘራርባ MV24® ብ ናይ መንእሰያት DMS& Cie AG Company ዝማዕበለ እዩ።
እንታይ ሓገዝ ትረከብ ገለ ጉድአት ምስ ዝወርደካ፧
MV24® ግብራዊ ዝኾነ ስጉምቲ ብምውሳድ ንዝወርደካ ጉድኣት ብአማኻሪኻ ኣቢሉ ኩሉ ግዜ ሕቶታትካ ብተተፎን፣ኢመይል፣ስኤምስ፣ወይ ድማ ምስ ኣማኻሪኻ ብአካል ብምርኻብ ብልጽን ስሉጥን ኣገልግሎት ከም እትረክብ ይግበር።
ተወሳኺ ናይ መድሕን ውሕስና ኣብ MV24® ከሎኻ ምእታው የድልየካዶ፧
ኣየድልየካን እዩ።MV24® ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።ክንሕግዘካውን ድልዋት ኢና ኣየናይ መድሕን ንናብራኻ ዝሰማማዕ ዓይነት።
ዕጉብ እንተዘይኮንካ ምስ MV24® ወይ ከተቛርጽ እንተደሊኻ እንታይ ስጉምቲ ዝወስድ፧
ኢመይል ጸሓፈልና። ወይ ድማ ኢመይል ኣግልግሎትብምጥቃም ደብዳበ ጸሓፈልና።ብድሕሪኡ ንወስዶም ስግምትታት አለው።ንሳቶም ድማ ውዕልካ ንስርዞ ኩሉ ኣፕሊከሽን ናትካ ካብ MV24® ንውጽኦ።ንስኻ ድማ ኩሉ ኣፕሊከሽናትካ ካብቲ ኣሃዛዊ ዳታ ከተውጽኦ ትኽእል።

" Finally, I have all my insurance policies, neatly arranged, without having to search the folders every time. I also think it's great that my insurance contracts are checked and I get objective information about the options for change. I can really say: PERFECT - thank you very much for this service. "

Jorge-Paulo Monteiro dos Santos
Manager of VIRIATO – Financial Management of Foundations" I could not provide in person the invoice from the vet for our dog. But I could just use the MV24® application – I just had to scan the invoice and upload it. No envelope, no postage stamp and no walk to the mailbox were necessary! "

Michaela Trgovcic
Employee" The MV24® application is the most innovative solution for me so I can have all my insurance policies in a centralized location, always orderly arranged and accessible from anywhere. It saves me loads of documents, checks and comparisons across the individual insurers. This is the most optimal and timely solution for me as a person with a strong affinity for technology! "

Berhanе Yoseph
Computer Science Graduate" I am fascinated by this application as it can be used as a digital folder. So all my insurance contracts, invoices, and the class of damages for the particular insurance policy are always in front of me – and I can look them up anytime, anywhere. In case of damage, it is much easier to register it this way. I can no longer give up using this application. "

Carmela Castagna
Employee" The MV24® team is always available if problems arise and is ready with an individual solution. We feel in good hands with the full consultation - without the contracts forced on us or feeling pressured. And in many ways the application helped us save money. This is just great for us! "

Martina and Stanley Sarfo
Administrative Employee and Clerk" MV24® helped me sort out the mess in my insurance situation. As a student I had to switch from a private to a public health fund and I sought help from MV24®. I quickly received the right offer and also the specific steps and tips for the change. For free. Without piles of papers. I would have made mistakes if I had done it myself or I would have spent a lot of time for consultations on the spot. "

Marco Simic
Student" I was convinced in the practical usefulness of the MV24® application, as I got the best deals that fit my needs in the otherwise opaque insurance market. And in the digital world, no one had offered me additional personal advice so far! Keep up the good work! "

Philipp Hertel
Structural Mechanic" The application is great, thank you! Because with you, I have so far saved 1,000 euros from my car insurance in several instances! And it's much easier than I imagined: I used to go down to the basement and look for the insurance folders. Today I login to the application and the documents appear immediately! "

Vincenzo Avello
Manager of AVT-Avello Spedition












