እቲ ብሉጽ ክልተ ዓለም MV24 ዝሰረሖ ተመክሮ ንሓድሽ ድጂታል መንገዲ
ንሕና ኣብ MV24 ናይ መድሕን ደላሎ ኢና ኣብ ክልተ ዓለም ንነብርን ንስርሕን።ኣብቲ ክላሲካዊ ዓለም ከም ናይ መድሕን ደላሎ ውልቃዊ ምኽሪ ብምሃብ ዝሐሸ ተረባሕቲ ዝኾንሉን ውልቃዊ ናብራ ሂወቶም ዝቅይሩሉንመንገዲ ንሕብር።ኣብ ሓደ ግዜ ከም ግዜኻ ክትወስዶ ነዚ ድጂታል መድሕን ዓለምን ምድሕን ድለላን ኢንተርነት መሰረት ብምግባር ብዝሐጸረ መንገድን ብቅልጡፉን ሓበሬታ ብምልውዋጥ ሕይወት ዝቐለለ ንዓኻ ክገብረልካ ከምኡውን ንዓና።
ብመንገድና_ኣቢልና ንኹሉ ህዝቢ ናይ ወረቐት ዶከመንት ከምዝእለ ጌርናዮ ኣሎና።
ናትና ሓሳባት ናይ መድሕን ውዕላት
ሓደ ብሓደ ናይ ዝሓለፈን ናይ ሎምን ምንጽጻርን ምቁጽጻርን እዩ።

MV24 ሓደ ብምጥዋቅ ናብ ኩሎም ምድሕን ክትኣትው ትኽእል
ብዚ ትኽእል።ብዚ መንገዲዚ ብዝቀልጠፈ ሐበሬታ ብዛዕባ ናትካ መድሕን ኩነታት ክትረክብ ኢኻ።እንደገና ብምርኣይ ንህልዊ ውዕልካ ብሩህ ብዝኾነ መንገዲ እቲ ፍልልይን ዝበለጸን ገንዘባዊ ቁጽጽር ከትገብር የኽእለካ።

ናተይ MV24 ኣፕሊከሽን
መራኸቢ ነጥቢ ንኽልተ ዓለም ሕጂ ጸዓኖሞ ኩሎም ናይ መድሕን ዶኮመንትታትካ ከትረኽቦም ትኽእል ኢኻ። እንተደሊኻ ትንተና ካብ ናይ ጀርመን ፋይናንሳዊ ትካል DEFINO ።ብመንገዲ MV24 ኣፕሊከሽን ኣቢልካ ቀጥታዊ ርክብ ምስ ኣማኻሪኻ ብምግባር ብዛዕባ ዘጋጠመካ ሓደጋን ጉድኣትን ከተምልክት ከኽእለካ እዩ።

ናይ ምንጽጻር ኣብ MV24
ብቀሊሉ ንምንጽጻር ክጥዕመካ መነጻጸሪ ተቐብል፡ MV24ኣፕሊከሽን ንዝጠፍኡ ናይ መድሕን ዶከመንትታት ኣፍልጦ ይህብ።ብተወሳኺ ኣብኡ ናይ ውልቅኻ ዝሐሸ ናይ ሓባር ረቛሒ ዝኾነ ዋጋ ገንዘብ ክትረክብ ኢኻ።እዚ ድማ ናባኻ ብመንገዲ ኢመይል፣ደብደቤ፣ወይ ብኣካል ብምርኻብ ይፍጸም።

ናተይ መትሐዝ ፋይል ኣብ መድሕን MV24
ኩሉ ግዜ ምሉእ ሐበሬታ፡ኣብቲ ፋይል ኩሉ ሐበሬታ ብዛዕባ ውዕል መድሕን ስርዓት ብዘልዎ ዝስነድን እዋናዊ ዝኾነን ክትረክብ ኢኻ።ብቐጻሊ ኣገደስቲ ዶክመንትታት ከም ፖሊሲ፣ቅብሊታት ከምኡውን ካልኦት ብመንገዲ ኢመይል ።
- ብመልክዕ ዲጂታል ዝተዳለወ መጉሓፊ ፋይል ተደልዩልካ ኣሎ።
- ነጻን ዘየሻራውን ምውዻር ንመድሕን ክበጽሐካ እዩ።
- ብዙሕ ግዜ ትቑጥብ
- ውልቃዉ ኣማኻሪ ክህልወካ እዩ።
- ሙሉእ ኣገልግሎት፣ነጻ ክፍሊት፣ብተወሳኺ ኣገልግሎት ምኽርን፣ንዝበጽሕ ጉድአት ዝሕግዝ ክወሃበካ እዩ።
- ኣብ ፋይላት ብሮውስ ምፍታሽ ኣየድልየካን እዩ።
- ንዝበጸሐካ ጉድአት ብመንገዲ MV24 ኣፕሊከሸን ኣብልካ ከተመልክት ትኽእል ኢኻ።
- ብመንገዲ MV24 ኣቢልካ ምስ ኣማኻሪኻ ክትራኸብ ትኽእል ኢኻ።
- ብመንገዲ MV24 ኣቢልካ ብዛዕባ ዝጠፍኡኻ ዶከመንትታት ክትሓትት ትኽእል ኢኻ።
- ረብሓ ይህልወካ ብነጻነት ኣብ ሞንጎ ዋጋን ኣግልግሎትን ከተነጻጽር የኽእለካ።
- ፍልልይ ኣይህልወካን ብዛዕባ መድሕን ትገብሮ ሸፈነ።
- ናይ ጽሑፍ ሐሳባትብ ዋጋ ምጉዳልን ክግበረልካ እዩ።
እንተድአ ወሲንካ MV24 ብውልቅኻ ኣብ ጅርመን ኢንስትትዩትት ገንዘባዊ ትካል (DEFINO Finanz Norm) ምሳና ሐቢሩ ዝሰርሕ በዚ መንገዲ ርግጸኛ ክትከወን ኣሎካ እዚ ምድሕን ትካል እዚ ዝበለጸ ገንዘብካ ኣብ ቁምነገር ዝውዕል ሙኳኑ።
ጹቡቕ ናፍልጦኻ : ጽራሕተኛታትና ምቹአት እዮምን ንኽሕግዙ መጀመሪያ ግዜ ዝመጽኡ ዓማዊል ቅድሚ ሕጂ ዕብዛባ መድሕን ትካል ኣፍልጦ