You still have question?
ማዕረ ክንደይ ኢኻ MV24® ትጥቀም፧ትረኽቦምን ምኽርን ኣገልግሎትን ገንዘብ የኽፍሉኻዶ ይኾኑ፧
ካብ MV24® ብእትረኽቦም ምኽርን ኣገልግሎት ትኽፍሎ ዋ ሓንቲ ሳንቲም የሎን።ንሕና ነጻን ጸግዒ ዘይንሕዝን ናይ መድሕን ትካል ንረኽቦ ኣትዊ ደማ በቲ ንሕና ምስተን ዘለዋ ዓበቲ ናይ መድሕን ትካላት ንዕኤን ስራሕ ብምፍጣር ብእህቦ ኣግልግሎት ኢና ኣታዊና ንረክብ ዝለዚ ኢና ነጻ ኣግልግሎት ንህብ።
ው ዕል ኣብ መንጎ ልቓሓ ዝ ህባ ትካላት እንታይ ማለት እዩ፧
በቲ ጠለብካ መስረት ውዕል ድለላ ምሳኻ ከድሊ እዩ።እዚ ድማ ክልተ ነገር የጠቓልል።ውዕልን ሙሉእ ውክልና ስልጣን።
- ውዕል ድለላ ንምግዛእን ንምሻጥን፡እዚ ማለት ሕጋዊ ርክብ ኣብ መንጎኻ፣ኣብ ምንጎናን ደላላይ ናትካን ምለት እዩ።
- ሙሉእ ውክልና ስልጣን፡እዚ ንዓና ከምደለልቲ ነቲ ናትካ ምድሕን ትካል ኩሉ ሓበሬታ ብዛዕባኻ ክ ወሃበናሞ ንሕና ድማ ብምልክዕ ዲጂታል ኣቢልና ናብ MV24 ኣፕሊክሽን ነእትዎ።ኣብዚ ንዓኻ ብዘርብሕ መንገዲ ኢና።ከም ደለልቲ ምትዕርራይ ዘድልዮ እናየዕረና ከወጽእ ዝግብኦ እናውጻእና ክቋረጽ ዝግበኦ እናአቋረጽና ኣብ ክንዳኻ ኮይና ክንሰርሕ ኢና።እዚ ድማ ምሳኻ ብምልዛብ ኢና ንገብሮ።ኩሉ ምስተን ናይ ምድሕን ትካላት ትግብሮ ርክብ ቅዳሕ ክትልእኸልና ይግባእ።እቲ ሙሉእ ውክልና ስልጣን ከም ሳልሳይ ኣካል ኣብ ዝኾነ ዝግበር ውዕላት ብዛዕባኻ ከወክለና ይኽእል እዩ።ከምኡውን ኩሉ ሕጋዊ ውዕላት ኣብ ክንዳኻ ኾይንና ክንስርሕ ከኽእለና እዩ።
ኣገዳሲ፡ ኣብ ውዕል ድለላ ዝኾነ ንገብሮ ንዘይ ናትካ ፍቓድን ኣፍልጦን ንሳልሳይ ኣክል ኣይንህብን ኢና።እዚ ድማ ብድጂታል ፌርማ ናትካ ይፍጸም።
ፌርማኻ ኣብ ድስፕለይ ናይ ኤለትሮኒክስ ይቅመጥ።እቲ ውዕል ንዘይተወሰነ ግዜ ዝኸይድ ኮይኑ ከተቋርጾ እንተደሊኻ ኣብዝኾነ ግዜ ምኽንያት ከይሃብካ ከተቋርጾ ትኽእል
ብኸመይ መንገዲ ክትውስን ትኽእል እዚ መድሕን ትካል ንዓኻ ብቑዕን ብሉጽን ድዩ፧
ሓንሳብ ኣብ MV24® ምስ ኣቶኻ ነቲ ናትካ ውዕል ጀርመን insitute for Financial Standarztion (DEFINO) ብዝፈቕዶን ብዝእዝዞን መሰረት ንሓቅነትን ብግሉጽነትን ንትንትኖን ምስቶም ካላኦት ውዕላት ነነጻጽሮ።ንዓኻውን ከተነጻጽር ዕድል ንህበካሞ ናይ በሓቂ ንዓኻ ዝኸውን ናይ መድሕን ካምፓኒ ረኺብካዶ፧እቲ ፍርዲ ንዓኻ ንገድፎ።
MV24® ውሑስ ድዩ፧ የተኣማምን ድዩ፧
እቲ ናትካ ዳታ ብመንገዲ enncryption ብተወሳኺ ብ SSL-Certificate of couurceይኽዘን ።ርክባትና ምሳኻ ድማ ብመንገዲ MV24® APPብተወሳኺ ድማ encryptedን ብኣሃዛዊ ርፌማ ይዅን እዚ ደማ ግዜኻን ወረቐትካን ይቑጥብ።ናኣፍልጦኻ ድማ እቲ ናትካ ዳታ __ጀርመን ዳታ ይኽዘን።ሓለዋ ኽኣ ይግበረሉ።
መንዩ ብድሕ MV24® ኣፕሊከሽን ዘሎ፧
ብድሕሪ ምፍራምካ MV24ብጾት ንዘሎካ ሕቶታት ክምልሱን ኣገልግሎት ክህቡን ብመሰረት ኣብቲ ኣፕሊከሸን ዘሎ ብተክኒካዊ ኣዘራርባ MV24® ብ ናይ መንእሰያት DMS& Cie AG Company ዝማዕበለ እዩ።
እንታይ ሓገዝ ትረከብ ገለ ጉድአት ምስ ዝወርደካ፧
MV24® ግብራዊ ዝኾነ ስጉምቲ ብምውሳድ ንዝወርደካ ጉድኣት ብአማኻሪኻ ኣቢሉ ኩሉ ግዜ ሕቶታትካ ብተተፎን፣ኢመይል፣ስኤምስ፣ወይ ድማ ምስ ኣማኻሪኻ ብአካል ብምርኻብ ብልጽን ስሉጥን ኣገልግሎት ከም እትረክብ ይግበር።
ተወሳኺ ናይ መድሕን ውሕስና ኣብ MV24® ከሎኻ ምእታው የድልየካዶ፧
ኣየድልየካን እዩ።MV24® ክትጥቀም ትኽእል ኢኻ።ክንሕግዘካውን ድልዋት ኢና ኣየናይ መድሕን ንናብራኻ ዝሰማማዕ ዓይነት።
ዕጉብ እንተዘይኮንካ ምስ MV24® ወይ ከተቛርጽ እንተደሊኻ እንታይ ስጉምቲ ዝወስድ፧
ኢመይል ጸሓፈልና። ወይ ድማ ኢመይል ኣግልግሎትብምጥቃም ደብዳበ ጸሓፈልና።ብድሕሪኡ ንወስዶም ስግምትታት አለው።ንሳቶም ድማ ውዕልካ ንስርዞ ኩሉ ኣፕሊከሽን ናትካ ካብ MV24® ንውጽኦ።ንስኻ ድማ ኩሉ ኣፕሊከሽናትካ ካብቲ ኣሃዛዊ ዳታ ከተውጽኦ ትኽእል።